Talk:Tekle Kidane

Latest comment: 10 years ago by 84.210.36.72 in topic eritrean culture

eritrean culture edit

ባህሊ ሃገርና(ባህሊ ኤርትርያ:እዚ መደብ እዚ ሓደ ኣብ ስደት ንዝቕመጥ ህዝብና ፋሕ ፋሕ ኢሉ ንዘሎ መራኸቢ ከሙኡ ውን ብዛዕባ ባህሊ ክጽሕፉ ንዝኽእሉ ብስእላዊ ይኹን ብቪድዮ ከመይ ገርካ ተቕርቦ ሓደ ባይታ እዩ: ኩሉ ባህሊና ተሸኪሙ ይርከብ ማለት ዘይኮነ:ኩሉ በብዓቕሙ ብዛዕባ ባህሊ ሃገርና ከቕርብ እሞ ኩላትና ኻኣ ክንመሃሃር ተባሂሉ ዝቐረበ እዩ: ባህልና ወብሳይት ብውልቃዊ ትመሓዳር ነራ ሕጂ ግን ብ 5ሰባት ትመሓደር ኣላ:: ባህልና ወብሳይት ክትበጽሑ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ሊንክ ተወከሱ eritrean culture — Preceding unsigned comment added by 84.210.36.72 (talk) 16:22, 14 June 2013 (UTC)Reply